ሕብረት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ሙሳ ፋኪ ማህማት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋኪ ማህማት ኣፍሊጦም።

እቶም ኮሚሽነር ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተኻየደ ዘተ ሰላም ጎንፂ ደው ናይ ምባል ዘተ ሰላም ንዝተፈራረሙ ወገናት ንኢዶም።።

መንግስቲን ህወሓትን ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት ዘላቒ ሰላም ንከቐፅሉ ደገፉ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment