ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር ትካል ሰራሕተኛታት ዓለም ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ሲንቲያ ሳሙኤል ኦሎንጁን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጉዳያት ጥዕና፣ ሰብኣዊ መሰልን ማሕበራዊ ዕቤትን ሚናታ ሴሱማ ሰማቴን ከምዝተፈራረመኦ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እቲ ስምምዕነት ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ክትግበር ዝተሃቀነ ኣጀንዳ 2063 ንምፍፃም ልዑል ኣስተዋፅኦ ዝግብር ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment