ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቐብ ብምልሕላሕ ብብርኪ ዓለም ዘሎ ቅልውላው ነግዲ ዘበናዊ ድኹዕን ምግበን ንምቅልጣፍ ከምዘአንፈተ ተገሊፁ።
እቶም መመሓየሺታት ማዕቐብ መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ክፀድቁ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብፍላይ ባንክታትን ካልኦት ኣለቃሕቲ ትካላትን ሩሲያ ዝጥምት ሰነድ ከምዝረኣየ ሮይተርስ ፀብፂቡ።
ነጋዶ ናብ ወፃኢ ሰደድ ዝገብርዎም ቀረባት ምግቢ ዘቋረፁ እንተኾኑ፥ ካብ ወደባት ሩሲያ ዝለኣኽ ምግቢ ንምቅልጣፍ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።