ሕብረት ኣውሮፓ መርመርቲ ገበን ኲናት ናብ ዩክሬን ክልእኽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዩክሬናዊት ከተማ ቡቻ ዝተፈፀመ ገበን ኲናት ዝምርምር ጉጅለ ናብ ዩክሬን ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ።

ፕሬዚዳን ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌየን፥ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዶሚር ዜለንስኪ ብስልኪ ተዛቲየን።

ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ቡቻ ተፈፂሙ ዝተብሃለ ገበን ኲናት ዘፃርዩ መርመርቲ ናብቲ ቦታ ከምዝለኣኹ ገሊፀን።

እቲ መርማሪ ጉጅለ ከም ዘይሻራዊ ዘይኮነስ ዩክሬን ኣብቲ ጉዳይ ንትገብሮ ምርመራ ዝሕግዝ ኢዩ ምባሉ ኣርቲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment