ሕብረተሰብ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ፀገም ፀፅታ እንትዕዘብ ሓበሬታ ክህበሎም ዝኽእል ቁፅሪታት ስልኪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ሕብረተሰብ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ፀገም ፀፅታ እንትዕዘብ ሓበሬታ ክህበሎም ዝኽእል ቁፅሪታት ስልኪ ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ፦

ንክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ 0118578503

ክፍለ ከተማ ኮልፌ 0118578508

ክፍለ ከተማ ልደታ 0118578492

ክፍለ ከተማ አቃቂ ቃሊቲ 0118578507

ክፍለ ከተማ ጉለሌ 0118578505

ክፍለ ከተማ የካ 0118578491

ክፍለ ከተማ ቂርቆስ 0118578501

ክፍለ ከተማ ቦሌ 0118578509

ክፍለ ከተማ አራዳ 0118578511

ክፍለ ከተማ አዲስ 011857851 ዝተመደቡ ቁፅሪ ስልኪታት ከምዝኾኑ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment