ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃም ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ስልኪ ብምድዋልን ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃምን ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ኣብታ ከተማ ስልኪ በምድዋል ሎተሪ በፂሑኩም፣ ሲስተም ተመዓራሪ ኢና፣ ዓቕሚ ሞባይል ካብ 4 ጂ ናብ 5ጂ ንቕየር ኣለና ብምባል ገበን ዘፍፅሙ ውልቀ ሰባት ከምዘለዉ እቲ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

ብተወሳኺ ምስ ካልኦት ባንክታት ብኦንላይን ሲስተም ንጅምር ኣለና ዝብሉን ወዘተ መደናገርቲ ገበናት ከምዝጥቀሙ ሓቢሩ።

ስለዝኾነ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃም ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment