ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣካይዱ።

ኣብ ቲ ኣኼባ ጉባኤ እቲ ፓርቲ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ኣንፈታትን ተግባራዊ ኣብ ዝኾኑሎም ኩነታት ተላዚቡ።

እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ስሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ተግባራዊ ዝኾንሉ ትልሚ ተሰናዲኡ እቶም ውሳነታትን ኣንፈታትን ብህፁፅ ምትግባር ከምዝጅመሩ ውሳነ መትሕልላፉ ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ሓዱሽ ዝተሃነፀ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረቐ እነትኸውን፥ ኣብ ኣዲስ ኣነና ዝካየዱ ዘለዉን ካልኦትን ፕሮጀክቲታት ልምዓት ዑደይ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment