ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ፍታሕን ዓውዲን ፅንፈኝነት ዘድሃበ ቀዳማይ ክፍለ ጊዘ ፕሮፌሰር ሃብታሙ ወንድሙ ብዘቕርብዎን ኣሰናዳኢት ፀጋ ታሪኩን ይካየድ ከምዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment