ሓዱሽ ወግዒ “መበገሲታትን ስሩምቲ መፍትሒታትን ናህሪ ናብራ” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ ናህሪ ናብራ ብዝምልከት ኣጀንዳ ገይሩ ተዛቲዩ።
እቲ መድረኽ፥ ሓዱሽ ወግዒ “መበገሲታትን ስሩምቲ መፍትሒታትን ናህሪ ናብራ” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ።
እቲ መድረኽ ብሚኒስትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ነመራ ገበየሁ ፣ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ብሔራዊ ባንኪ ኣይተ መለሰ ምናለን ዳይሬክተር ይርጋለም እንየውን ኢዩ ተመሪሑ።
ኣይተ መለሰ፥ ናህሪ ናብራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ናይ ምዕዳግ ዓቕሚ ምቕናስ ዝግለፅ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።
ድልየትን ኣቕርቦትን ዘይምምጥጣን፣ ኣብ ምውዛዕ ፍሪያትን ጉድለት ዕድጊትን፣ ጉድለት ምምሕዳር ባጀት ከምኡወን ዓለም ለኸ ኩነታት መበገሲታት ናህሪ ናብራ ኢዮም ኢሎም።
መንግሥት የዋጋ ግሽበትን ለማረጋጋት ርምጃዎችን እየወሰደ ይገኛል ያሉት አማካሪው፥ የበጋ መስኖ ስንዴን ማምረት አንዱ መሆኑን በመጥቀስ ውጤቱን ለማየት መታገስ ያስፈልጋል ብለዋል።
ናይዚ መርኣዪ ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ምፍራይ ሓደ ከምዝኾነ ብምርቋሕ ውፅኢቱ ንምርኣይ
ምዕጋስ የድሊ ኢሎም።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B
5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment