ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትግበር ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ መምርሒ ምዕባለ ስርዓተ ትምህርቲ ቴዎድሮስ ሸዋርገጥ (ዶ/ር)፥ ካብ ዓለም ለኸን ናይ ወፃኢ ማሕበረሰብ ኣብያተ ትምህርቲ ወፃእ ኣብ ዘለዋ ካብ ታሽዓይ ክሳብ 152 ክፍሊ ኣብ ዘምህራ መንገስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣብያተ ትምህርቲ እቲ ስርዓተ ትምህርቲ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ኢሎም።

ናይ ስራሕን ተግባርን ትምህርታት ካብ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝትግበር እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment