ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ይግበኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ከምዝግበኦ ሚኒሰስትር ዲኤታ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣተሓሳሲቦም።

እቶም መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፀብፃቦም ሚዛናዊ ሓላፍነት ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግበኦ ኣገንዚቦም።

እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቶም መራኸብቲ ሓፋሽ ብምትላልን ብምሕሳውን ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ብምዃኑ ክእረም ከምዝግባእ ገሊፆም።

ድሕሪ ሕዚ ዓለም መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም “ብኽያቶምን ኣውያቶምን” ደው ኣቢሎም ንባዕሎም ብምእራም ብልዑል ስምዒት ሓላፍነት ሚዛናዊ ብዝኾነ መልክዑ ፀብፃባት ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment