ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተመደቡለን ሃገራት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝውክሉ ኣምባሳደራት ናብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ሹመት ኣምባሳደራትን 18 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተውሃበ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።

እቶም ኣምባሳደር ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ እቶም ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተመደቡለን ሃገራት ዕላዊ ከምዝኾነ ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው —ጃፓን
  2. ኣምባሳደር ደሴ ዳልኬ—ደቡብ ኮሪያ
  3. ኣምባሳደር ዶ/ር ስለሺ በቀለ—አሜሪካ
  4. ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ__ኬንያ
  5. ኣምባሳደር ሀሰን ኢብራሂም–ግብፅ
  6. ኣምባሳደር ዳባ ደበሌ –ሩዋንዳ
  7. ኣምባሳደር ጀማል በከር–ፖኪሲታን
  8. አምባሳደር ፈይሰል አሊይ__ኳታር
  9. አምባሳደር ኢሳያስ ጎታ—ሞሮኮ
  10. አምባሳደር ፀጋአብ ክበበው–አውስትራሊያ
  11. አምባሳደር ምህረተአብ ሙሉጌታ—ስዊዲን
  12. አምባሳደር ፍቃዱ በየነ–ኤርትራ

ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ብምዃነ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተሾሙ ኣምባሳደራት

  1. ኣምባሳደር ጣፋ ቱሉ–ብራዚል
  2. ኣምባሳደር ዶ/ር ገነት ተሾመ–ኩባ
  3. ኣምባሳደር ሽታዬ ምናለ– ኮትዲቯር
  4. ኣምባሳደር ፕሮፌሰር ፍቃዱ በየነ-ኢንዶኔዥያ
  5. ኣምባሳደር ረሻድ መሀመድ– ዝምባብዌ

ብቆንስል ጀነራልነት ዝተመደቡ

  1. ኣምባሳደር ኣንተነህ ታሪኩን -ገዳሪፍ
  2. ኣምባሳደር ኣክሊሉ ከበደ–ዱባይ
  3. ኣምባሳደር ሰይድ መሐመድ-ሀርጌሳ
  4. ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ–ባህሬን

ብምክትል ናይ ሚሲዮን መሪሕነት፦

  1. ኣምባሳደር ኣሳየ አለማየሁ–ጋና
  2. ኣምባሳደር ሃይላይ ብርሃነ–ጀርመን
  3. አምባሳደር ብዙነሽ መሠረት–ህንድ
  4. ኣምባሳደር ዮሴፍ ካሳዬ–ኒው ዮርክ
  5. ኣምባሳደር ዘላለም ብርሃን–ዋሽንግተን
  6. ኣምባሳደር ፍርቱና ዲባኮ– ቤልጅየም
  7. ኣምባሳደር ወርቃለማሁ ደሰታ –ኬንያ
  8. ኣምባሳደር ውብሸት ደምሴ–እንግሊዝ
  9. ኣምባሳደር ሙሉጌታ ከሊል–ፓኪስታን ምምዳቦም ተገሊፁ።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment