ሓይሊ ፀፅታ ብዝተዋደደ መገዲ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ጠመተ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታ ብዝተዋደደ መገዲ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ጠመተ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ህፁፅ ኣኼባ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልትን ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ ፌዴራል ተሳሊጡ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብገብረ ራዕዲታት፣ ፅንፈኛታትን ዝተጀመረ ቃልሲ ፀረ ስርቂ ንምትዕንቓፍን እዛ ሃገር ናብ ቀውሲ ንምእታውን ዝዓለመ ተግባራት በዝፍፅሙ ኣካላት ኣቢሉ ኣብ ኣብ ውሱናት ኣብያተ ተምሀርቲን ዩንቨርስቲታትን ተምሃሮ ብምልዕዓል ህውከት ንምፍጣር ብሕቡእ ይንቀሳቐሱ ከምዘለዎ ኣብቲ ኣኼባ ተገሊፁ።

ብሕጋዊ መገዲ ተመዝጊቦም ዘንቀሳቐሱ ውሱናት ፓርቲታት ፖለቲካ እውን ናብ መገዲ ጥፍኣት የምርሑ ከምዘለዉ ኣብቲ ዝቐረበ መረዳእታ ምርግጋፁ ካብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment