ሓይሊ ፀላኢ ዝሩይኡ ብሓዊ ቀለበት ተኸቢቡ ይውቃዕ ኣሎ – ዶ/ር ኣለሙ ስሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀላኢ ዝሩይኡ ብሓዊ ቀለበት ተኸቢቡ እናተወቕዐ ምዃኑ ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር ኣለሙ ስሜ ገሊፆም።

ዶክተር ኣለሙ ከምዝበሉዎ፥ ግብ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝተወሉ መውፅኢ ስኢኑ ኣብ ዘለዎ ክድምሰስ ዝተዋደደ ወፍሪ እናተኻየደ ይርከብ።

እቲ ጉጅለ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ወራር ኣብ ዝገበረሎም ከባቢታት ዘብፀሖ ጉድኣት ንምቁራፅ ኣብ ዘለዎ ንምጥፋእን ሓይሊ ፀፅታ ዝተዋደ ስጉምቲ እናወሰደ ከምዝኾነ ገሊጾም።

እቶም መተሓባበሪ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲን ልኡኻቱን ናይ ውሽጢን ወጻኢን ፀላእቲ ንምጥፋእ ዝተዋደደ ኣመራርሓ ከምዝተውሃበ ኣብሪሆም።

ስለዝኾነ ድማ ካብ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጀሚሩ ኩሎም ላዕለዎት ኣመራርሓታት ናብ ግምባር ከምዝዘመቱ ተዛሪቦም።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ካብ ዝኣተወሎም ከባቢታት መውፅ ስኢኑ ኣብ ዘለዎ ንኽድምሰስ ዝተዋደደ ወፍሪ እናተኻየደ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ተቐቢሎም ናብ ግምባር ከምዝዘመቱ ዝገለፁ ዶክተር ኣለሙ፥ ኢትዮጵያ ንመምድሓን እኹ ምድላው ተገይሩ ኢዩ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment