ሓይሊ ዕማም “ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ድርቂ ንምምካት ዝዓለመ ዓብይ ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ተጣይሹ።

እቲ ሓይሊ ዕማም ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

22 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ኮሚቴ፥ ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዝሓቖፈ ኢዩ ተባሂሉ።

“ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ዝብል ስያመ ዝተውቦ እንትኸውን፥ ኣብ ሰለስተ ባንክታት ሒሳብ ቁፅሪ ብምኽፋት ብዕሊ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።

ኣብ ትግራይ ንድርቂ ዝተቓልዑ ወገናት ንምድሓን ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝርከብ ትግራዋይ ንክረባረብ ድማ ፃውዒት ቀሪቡ።

– ባንኪ ኣንበሳ 00112180095-49
 
– ባንኪ ወጋገን 1001077411101
 
– ባንኪ ንግዲ 1000592420809 ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment