ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ሰበታ፣ ሃዋስን ቀርሳ ማሌማን ኣብ ዝተባህሉ ከባቢታት እናተንቀሳቐሰ ሰላም ሕብረተሰብ እናሃወኹ ኣብ ዝነበሩ ኣባላት እቲ ግብረ ራዕዲ ኢዩ ስጉምቲ ተወሲዱ፡፡

ኣዛዚ እቲ ክፍለ ጦር ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ክፍሊ ኣብዚ ሰሙን ብዝወሰዶ ስጉምቲ ኣመራርሓን ኣባላትን እቲ ሓይሊ ፀረ-ሰላም ተደምሲሶም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment