ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ንቃወም – ነበርቲ ጎባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ከምዝቃወሙ ኣብ ዞባ ባሌ ነበርቲ ከተማ ጎባን ከባቢኣን ገሊፆም።

እቶም ነበርቲ ንሰራዊት ምክልኻ ዝድግፍን ፅዕንቶ ሓይሊታት ወፃኢ ዝኹንንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጎባ ኣካይዶም።

ሽርሒ ጥፍኣት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምፍሻል ህልውና ሃገር ንምኽባር ኣድላዪ መስዋእትነት ከምዝኸፍሉ እውን ኣፍሊጦም፡፡

“ሰራዊት ምክልኻል ኣርማ ሉኣላውነትና ኢዩ፣ ሉኣላውነትና ብደምን ዓዕፅምቲናን ክነኽብር ኢና፣ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ፀላእቲ ኢትዮጵያ ኢዮም” ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment