ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሴኔጋል ሓወይ ማኪ ሳል ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ብምምፅኦም ደስ ኢሉኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡

መራሕቲ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣጋይሽን ፅባሕ ኣብ ዝካየድ ምጥያሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment