ሓወልቲ ሌ/ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ተመሪቑ።

ነቲ ሓውልቲን ቤት ትምህርቲን መሪቐን ዝኸፈተኦ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋ ተመሳሌት ፈታዊ ሃገር፣ ጅግንነትን ፅንዓትን ወለዶ ከምዝኾነ ገሊፀን።

“ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋ፤ ታሪኽ ጅግንነት ኢትዮጵያ ኢዩ” ክብላ ገሊፀን፡፡

ኣብዲሳ ኣጋ ዓለም ለኸ ኢትዮጵያዊ ጅግና ኮይኑ እናሃለወ ክንዲዝግበኦ ዘይተዘመረሉ ጅግና ከምዝኾ እውን ኣብሪሀን፡፡

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment