ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ሓንቲ ኣደ ድምፂ ንመሃብ ምስከዳ ሕማም ሕርሲ ተሰሚዑወን ምስ ሃባ ወዲ ከምዝተገላገላ ተገሊፁ።
ኣበራሽ ጉታ ዝተብሃላ እተን መራፂት፥ ድምፂ ንመሃብ ኣብ ዝኸዳሉ ጣቢያ መረፃ ዙሪያ ሄጦሳ ከምዝጀመረንን ተፃዊረን ድምፂ ምስሃባ ድማ ናብ ትካል ጥዕና ብምኻድ ወዲ ከምዝተገላገላ ተሓቢሩ፡፡
ንወደን ድማ ታሪኩ ዝብል ሽም ከምዝሃበኦ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ወረዳ ሄጦሳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ብኤርሚያስ ቦጋለ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።