ሓንቲ ኣደ መንበሪ ገዝአን ሸይጠን ንሰራዊት ምክልኻል 2 ሚሊየን ብር ለጊሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ቦጋለች ከበደ ዝተብሃላ ኣደ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሉኣላውነት ሃገር ንምኽባር ናብ ግምባር ዘሚቶም ሱቕ ኢለ ክርኢ የብለይን ብምባል መንበሪ ገዝአን ብምሻጥ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 2 ሚሊየን ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ገይረን።

ሃገር እንተዘይሃሊያ ኩሉ ነገር ዘይከኣል ስለዝኾነ፥ ኣብ ገዛ ንምንባር ፈለማ ክብሪ ክብሪ ክትነብር ምግባር ይግባእ ዝበላ ወይዘሮ ቦጋለች፥ ገዝአን ሸይጠን ንህልውና ኢትዮጵያ እናተቃለሰ ንዝርከብ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ከምዝለገሳ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment