ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ክሳብ ሕዚ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ምርመራን መሊስካ ምጥያሽን ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ክሳብ ሕዚ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ምርመራን መሊስካ ምጥያሽን ይግምግም ኣሎ።

እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ትሕቲኡ ዝተጣየሹ ኮሚቴታት እናሰርሖም ዝርከቡ ስራሕቲን እቶም ስራሕቲ ዝርከቡሉ ብርኪን ኢዩ እናገምገመ ዝርከብ።

ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ስዒቡ ኣብ ሰለስቲኦም ክልላት ማለት እውን ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ዝተፈፀሙ ገበናት ከምኡ እውን ስራሕቲ መሊስካ ምጥያሽ እንታይ ክዝመስሉ ተመልኪቱ።

ብፍላይ ስራሕ ኣብ ዝጀመረሎም ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝተፈፀሙ ገበናት ናይ ምፅራይን እቶም ገበነኛታት ናብ ፍርዲ ንምቕራብ ዘሎ ከይዲ ዝርከበሉ ብርኪ ብዝርዝር ተራኢዩ።

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment