ሓላፍነት ዝጎደሎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፃትን ‘ማሕበራዊ ኣነቓቓሕቲ ኢና’ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ከምዘይዕገስ መንግስቲ ኣፍሊጡ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት ዝጎደሎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፃትን ‘ማሕበራዊ ኣነቓቓሕቲ ኢና’ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ከምዘይዕገስ መንግስቲ ኣፍሊጡ።

ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገር ናይ ምድሓን ፃውዒት ስዒቡ ህዝቢን ሰራሕተኛ መንግስቲን ብስፍሓት ናብቲ ወፍሪ እናተፀምበረ ከምዝኾነ ገሊፁ።

ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረተሰብ ዝህውኹ ኮይኖም ክሳዕ ዝተረኸቡ፤ መንግስቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ኣይዕገስን ምባለን ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment