ሎገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ቅድሚ ምዝዛሙ ናይ መወዳእታ ዝኾነ ገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ሎሚ መኣልቲ ንጉሆ ኣብ ዝተጀመረ ገምጋም÷ ኣፈፃፅማ ሴክተራት ከምዝግምገም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብሪሆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ኩሉ ግዘ ከምንገብሮ ኣፈፃፅማ ሴክተራት ክንግምግም ኢና፤ ክፍተታት ክንምርምር ኢና፤ ኣብ ዘለዉ ጥንካረታት ድማ ንቐፃሊ ስራሕቲ ክንለዓል ኢና” ክብሉ ኣብሪሆም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment