ሎሚ ኢትዮጵያን ሰላምን ዓወት ረኺቦም-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተሰየመ ልኡኽ ኣባል ዝኾኑ ኣምባሳደር ሬድዋን “ንኩሉኩም ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም፡፡

ኣተሓሒዞም እውን “ ኣነ ክገልፆ ዘይኽእል ደስታ ተሰምዒኒ እዩ”ክብሉ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘስፈርዎ መልእኽቲ ገሊፆም፡፡

ኣምባሳደር ሬድዋን ንቐፃሊ ንምስጓምን ብሩህ ነገር ንምፍጣርን ምስራሕ ከምዘድሊ ኣመላኺቶም፡፡

ትማሊ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ሕገ መንግስታዊ ስርዓቱ ዘኽበረን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ዘሓለወን ስምምዕነት ተፈሪሙ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment