ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሰናይ ምግባር ኢዩ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ናይ ኢትዮጵያዊነትና ሓደ መግለፂ ከም ምዃኑ መጠን ዘበን ተሻጋሪ፣ ሕሊና ንፁሃንን ፍፁም ብዝኾነ ናይ ምልጋስ መንፈስ ሓደ ነቲ ካሊእ ዘለዎ ብምሃብን ብምክፋልን ክብሪታት ኢትዮጵያዊነት ምቕፃል ካብ ኩላትና ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር ኢዩ።

ሚስጥር ክሳብ ሐዚ ዘለዉ ዓወታትና ሰናይ ምግባር ኢዩሞ መፃኢ ሓዱሽ ዓመት እንትንቅበል ኢትዮጵያዊ ሰናይ ምግባርና እናኽበርናን እናጠናከርናን ክኸውን ይግባእ።

ብምክፋልን ብምድግጋፍን ሃገርና ነሻግር!

ሰናይ ምግባር ንሃገረይን ወገነይን!

መልእኽቲ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ አበባ ወ/ሮ አዳነች አቤቤ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment