ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ የ2024 ሃራዊያን ጋንታታ ፖርቹጋል ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

መወዳእታ ፀወታ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም፡፡

ብምዃኑ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቱርኪን ጆርጂያ ምሸት 1 ሰዓት ዝራኸባ እንትኾና÷ እቲ ፀወታ ናይ ምስዓር ዕድል ንቱርኪ ተዋሂቡ ይርከብ፡፡

ቅድመ ግምት ዝተውሃባ ካሊእ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ድማ ምሸት 4 ሸዓት ምሽ ቼክ ሪፐብሊክ መዘነኣ ትገብሮ ፀወታ ልዑል አቓልቦ ረኺባ ትርከብ፡፡

ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ፈረንሳይ ንኦስትሪያ ከምኡ እውን ስሎቫኪያ ንቤልጂየም ብተነሳሳሊ 1 ን 0 እንትስዕራ÷ ሮማንያ ንዩክሬን 3 ን 0 ክትስዕር ክኢላ፡፡

Comments (0)
Add Comment