ሎሚመዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ግጥማት ክካየዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።

ኣብቶም ሎሚመዓልቲ  ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ክልተ ግጥማት ክካየዱ እዮም።

ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ፈረንሳይ ምስ ቤልጅየም ክትጋጠም ኢያ።

ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ዝካየድ ድማ፥ ፖርቹጋል ምስ ስሎቬኒያ ከካየዳ ኢየን።

Comments (0)
Add Comment