ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 68 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝገበሮ ከትትል እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ ተሓቢሩ።
እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ምሓዝ፥ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ሞያሌ፣ ኣቃቂ ቃሊቲን ጅጅጋን ብቀዳምነት ከምዘግለፁ ተሓቢሩ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።