ልዕሊ 525 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 525 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።

እቶም ናውቲ ብ16 ተሽከርከርቲ ናብ ማእኸል ዓዲ ንምእታው ተዳሊዮም ከምዝነበሩ ተገሊፁ።

ኣካላት ፀፅታ መንግስቲ ሶማሌ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ምስ ኮሚሽን ጉምሩክ ብምትሕብባር ብዝገበርዎ ክትትል ከምዝተትሓዘ ተሓቢሩ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ ናውቲ፥ ኣልባሳት፣ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መድሓኒት፣ ሽጋራ፣ ቆርቆሮ ተረቋሕቲ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment