ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ሚሊየንን 737 ሺሕን 757ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
እቶም ናውቲታት ካብ 7 ክሳብ 12 ግንቦት ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ተፍቲሽ ኢዮም ተታሒዞም።
43 ሚሊየንን 131 ሺሕን 467 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናብ ዓዲ ውሽጢ እንትኣትዉ፥ 1 ሚሊየንን 606 ሺሕን 290 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ድማ ካብ ዓዲ ነምውፃእ እንትፍትኑ ከመዝተትሓዙ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።