ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 6 ክሳብ 12 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 403 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ተታሒዞም፡፡
ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ህንፀት፣ ቡን፣ ጥረምረ፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ፣ ኣቑሑት ፅባቐ፣ ጫት፣ መዕወኒ ሓሺሽ፣ መድሓኒት፣ ዘይቲ ብልዒ፣ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ፣ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘባት ጦር መሳርሒታትን ይርከቡዎም፡፡