ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 310 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
ካብ 13 ክሳብ 19 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል 189 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ኣታዊን 121 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሰደድ ዝግበሩን ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ እቲ ኮሚሽን ገሊፁ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ ናውቲታት ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡን፣ መድሓኒት፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ መለዋወጢ ኣቑሑ መኪና፣ ዘይቲ ብልዒን ገንዘባት ዝተፈላለያ ሃገራትን ይርከብዎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።