ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ቅንጫፍ ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

እቶም ዝተትሓዙ ናውቲታት፥  112 ነጥቢ 8 ኪሎ ግራም ዘምዘን ብሩር፣ መድሓኒት፣ መለዋወጢ ኣቑሑት ሞባይልን ኣልባሳትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ ኣልባሳትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ኮንትሮባንዲስታት፣ ደላሎን ካልኦት ኣካላትን ተሓተትቲ ንምግባር ይስራሕ ምህላዉ ኣብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment