ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ፣ ፖሊስ ኮሚሽንን ቢሮ ስፖርትን ብምትሕብባር ኢዩ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምስ ዝተውፃእፅ ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዝቲ ኣሎ።

ኣብታ ከተማ ዘብዒ ሰላም ዝኾኑ መናእሰይ እናካየዱዎ ኣብ ዝርከቡ መድረኽ ዘተ፥ “ብዝመረረ ቃልስና ጥዑም ዓወት ክነጠዓዕም ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኻየደ ከምዝርከብ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ድማ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣዲስ ኣበባን፣ መናእሰይ እታ ከተማን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment