ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።

እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ማእድን፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ ተሽከርረርቲ፣ኣፅዋራት ኲናት፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ ናይ ምግቢ ዘይቲን  ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ገንዘብን ከምዝርከብዎም ተሓቢሩ።

ብሰራሕተኛታት ጉምሩክ ኮሚሽን፣ ፌደራል ፖሊስ፣ ኣባላት ፖሊስ ክልልን ህብረተሰብን ብዝገበርዎ ዕቱብ ፃዕሪ ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

እቶም ናውቲታት እንተዛዋውሩ ዝተረኸቡ ሸሞንተ ውልቀ ሳባትን ሓሙሽተ ተሽከርከርቲን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment