ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝገበሮ ክትትል 81 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲት ኣታዊ ኮንትሮባንድን 60 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ናይ ወፃኢ ኮንትሮባንድን ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርኝጫፋት ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ ተሽከርካሪ ይርከብዎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።