ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ስራሕ ምምላስ ዜጋታት ሎሚ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ዜጋታት ምስ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት ኣብ ቀዳማይ ዙር ብዝተገበሩ 198 በረራታት ልዕሊ 71 ሺሕ ዜጋታት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።

ሎሚ ኣብ ዝተገበሩ ሰለስተ በረራታት ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣለዉ።

ብበረከት ተካልኝ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment