ልዕሊ ብር 58 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ ብር 58 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።

እቶም ኣቑሑት ኮንትርባንድ ካብ ሃገር እንትወፅኡን ናብ ሃገር እንትኣትዉን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥ ናይ ወፃ ሃገራት ገንዘብ፣ ወርቂ፣ ዝተፈላለዩ ክዳውንቲ፣ ጫማታት፣ ምግቢ ተንከፍ ፍርታት፣ መሳርሒታት ጦር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮስፖቲክስ፣ ሽጋራ፣ ልባስ ክዳውንቲ፣ መለዋወጢን ኣፋውስን ይርከቡዎም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ 19 ተሽከርከርቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ክዘዋወሩ ክብሉ ከምዝተትሓዙ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment