ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኡን ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ከባቢ ኒውዮርክ፣ ኒውጀርሲን ኮኔክቲከትን ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ መንግስቲ ኣብ ክልል ትገራይ ብዛዕባ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ።

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ገበነኛ ጉጅለ ህወሓት እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ከምዝወሰደ እውን መብርሂ ተዋሂቡ ኢዩ።

እቶም ተሳተፍቲ ብምኽኒያት እቲ ምኽባር ሕጊ ዝተመዛበሉ ክፋላት ሕብረተሰብ መሊስካ እግሪ ንምትካልን ቤተሰቦም ንዝሰኣኑ ደገፍ ንምግባርን 2ቃል ኣቲዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment