ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም።

እቲ ልኡኽ ብዳይሬክተር ንግዲ፤ ኢንቨስትመንትን ግብርናን ኣምባሳደር ኣሌክስ ጂያኮሜሊ ዝተመርሐ ኢዩ ተባሂሉ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣክሊሉ ታደሰ ነቲ ዑደት ይመርሕዎ ከምዘለዉ ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment