ልኡኽ ሕክምና ኮሪያ ን6 ህፃናት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ሕክምና ደቡብ ኮሪያ ን6 ህፃናት ኣብ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ገይሩ።

እቲ ጉጅለ ልአኡኽ 15 ኣባላት ዘለውዎ እንትኸውን፥ ኣብቲ ሆስፒታል ንዝርከቡ ኣብ እዋን ወሊድ ሕማም ልቢ ንዘጋጠሞም ህፃናት ሕክምና ብምሃብ ንሓሙሽተ መዓልታት ፃንሒት ከምዝገበረ ተገሊፁ።

ሰብ ስፔሻሊስትን ሓላፊ ዩኒቱን ሕክምና መጥባሕቲ ልቢን ኣፍ ልቢን ዶ/ር ኣበበ በዛብህ፥ እቶም ሓካይም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ክወሃቡ ዝኽእሉ ኣገልግሎታት መጥባሕቲ ከምዝሃቡ ተዛሮቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment