ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገበነኛታት ኣብ ቁፅፅር ምውዓል ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገበነኛታት ኣብ ቁፅፅር ምውዓል ብዝምልከት ኣብ መቐለ ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት እቲ ግንባር ተዛቲዮም።

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወሰነ ከባቢ ዝተሓብኡ ኣባላት ጉጅለ ህወሓት ሃዲንካ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ኣብ ዘኽእል ዝርዝር ኩነታት ከምዝተዛተዩ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment