ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጄር ጄኔራል ደምሰዉ ኣመኑ፥ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘበናት ዝተሳገረ ናይ ሓባር ባህሊን ታሪክን ዘለዎም ህዝብታት ዘለውወን ኢየን ኢሎም።

እቲ እወንታዊ ርክብ ብዘላቕነት ንክቕፅል ብሓባርን በምትሕብባርን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ምስራሕ ኣድላዪ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

ሓላፊ ወተሃደራዊ ሓበሬታ ሱዳን ሜጄር ጄኔራል መሓመድ ዓሊ ኣሕመድ ብግደኦም፥ እቲ ስምምዕነት ዝህልዉ ክፍተታት ንሙሙላእ ከምዝሕግዙ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment