ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣፈ ጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ዋና ኮሚሽነር ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያን ምክትል ኮሚሽነር ሂሩት ገብረስላሴን ምስ ኣፉ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ኣፈፃፅማ መድላው ምዕራፍ እቲ ኮሚሽን ተላዚቦም።

ፕሮፈሰር መስፍን÷ እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ስራሕ ከምዝጀመረን እቲ ኮሚሽን ኣብ ምውዳብ ሓገዝቲ ኢዮም ዝበሎም ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት መዝታዩን ኣብሪሆም።

ትልሚ ቅድመ ምድላው እቲ ሃገራዊ ዘተ ብዝምልከት ኣብ ቀረባ እዋን ንባይቶ ወከልቲ ህዝብን ህዝብን ዕላዊ ከምዝገብር እውን ምዝራቦም ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment