ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ህዝቢ ዝለዓል ጉዳይ ሰናይ ምምሕዳር፣ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ሕቶታትን ምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ዘድሃበ ከምዝኾነ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ፣ ሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ይርጋ ሲሳይ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብዱ ሑሴንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment