ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ፌዴራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን ይዛተዩ ኣለዉ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ትካላዊ ዓቕሚ ብምህናፅ ዓወታት ክነቐፀል ኢና” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ከም ሃገር ዝተረከቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ ንምቕፃል ከምኡውን ዝረኣዩ ፀገማት ዐልባት ንክረኽቡ ኣንፈት ክቕመጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ኣመራርሓ ዓወታት ናይ ምቕፃልን ፈተናታት ናይ ምሽጋርን ልኡኽ ብምቕባል ብምውፋር ንኩለ መዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ትፅቢት ዝግበረሉ እወንታዊ ኣሰር ንከንብር ዘኽእል መድረኽ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ውሽጣዊ ሓድነቱ ኣጠናኺሩ ፈተናታት ብዓወት ናይ ምሽጋር ዓቕሚ ዘማዕብለሉ ከመዝኸውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment