ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝኽሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፀይ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉበሰኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝኽሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፀይ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።

ብተወሳኺ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራልን ፕሬዚዳንት ማሕበር ሃርበኛታት ጀጋኑ ኢትዮጵያን እቲ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም።

ብአሸናፊ ሽብሩ

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment