ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሼይኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ዝምራሕ 9 ኣባላት ዘለውዎ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሖም

እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ እቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ክሰርሖም ኣብ ዝተተለሞም ዓበይቲ ስራሕቲ ልምዓትን ፕሮጀክትታትን ከምኡውን ከይዲ ኣሰራርሓ ጉዕዞ ሓጂ ምምሕያሽ ኣብ ዘኽእል ኩነታት መስ ሓለፍቲ ስራሕ ስዑዲ ዓረብ ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment