ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኤርትራዊያን ስደተኛታት ድጋፍ ንክገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኤርትራዊያን ስደተኛታት ድጋፍ ንክገብር ተሓቲቱ።

ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስተኛታት ምውፃእ ብዘይምኽኣሉ ስግኣት ከምዝፈጠረሎም ተዘሪቦም።

እቲ ኮምሽን ብግድኡ ጉዳይ አቶም ስደተኛታት ብዝመልከት ምስ መንገስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረብ ከምዘሎ ገሊፁ።

እቶም ስደተኛታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወኪል ቢሮ እቲ ኮሚሽን ብምርካብ ሰማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ሰደተኛታት፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ብፍላይ ኣብ ኣብ ሕፃፅን ማይ ዓይኒን መኣስከር ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራዊያን ድጋፍ ኣይቐርብን ዘሎ ኢሎም።

ኣብቶም መዓስከራት ኣቕርቦት ምግቢ፣ ማይ፣ ሕክምናን መድሓኒትንብዘይምንባሩ ስደተኛታት ንዝኸፍአ ፀገም ከምዝተቓልዑ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment